ስጳኛ
ኣብ ደቡባዊ ምዕራብ ኤውሮጳ እትርከብ ሃገር
ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ España)፣ ወግዓዊ ንግስነት ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ Reino de España)፣ ኣብ ኤውሮጳ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ማድሪድ እያ።
ስጳኛ | ||||
---|---|---|---|---|
ናይ ኤውሮጳዊ ሕብረት ኣባል ሃገር | ||||
|
||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ «Plus ultra» | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Marcha Real |
||||
ርእሰ ከተማ | ማድሪድ 40°25′01″ሰ 3°42′12″ምዕ / 40.416944444444, -3.7033333333333 |
|||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ስጳኛዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፓርላማዊ ንግስና | |||
ሓጋጊ ኣካል | Cortes Generales | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 47,329,981 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +34 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ESP | |||
ብፖርቱጋል፣ ፈረንሳን ሞሮኮን ድማ ተከቢባ ትርከብ።
ሽሕ ሰባት ኮይኖም። ባንዴራ ስጳኛ ካብ ክልተ ሕብርታት ትርከብ፣ ቀይሕን ብጫን።