ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ናብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምእታው ይቕጽል፣ ንዘሎ ጋግ ግን ኣይመልእን

ናብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምእታው ይቕጽል፣ ንዘሎ ጋግ ግን ኣይመልእን
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:49 0:00

ናብ ክልል ትግራይ ሓገዝ ምእታው ይቕጽል፣ ንዘሎ ጋግ ግን ኣይመልእን

ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶሪያ፡ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ እናዓበየ ክመጽእ ምጽናሑ ኣብ እዋኑ ክሕበር ጸኒሑ’ዩ። ሰብ-መዚ ማዕረ’ቲ ዝድለ ሓገዝ ብዝሒ ተጻባዪ’ውን ኣመና ዓብዩ ብምጽናሑ እቲ ዝኣቱ ዘሎ መጠንን ኣብ ባይታ ዘሎ ክውንነት ዝቀራረብ ኣይኰነን ይብሉ። እቲ ተኸፊቱ ዘሎ ኣርባዕተ መገድታት ግን ዘተስፉ ምዃኑ ይጠቕሱ።

XS
SM
MD
LG